• ኣብ ኣልኮላዊ መስተ እናኣተወ ንመንእሰያት ዝስምም ዘሎ መታኖል፡ ንኽልተ መንእሰያት ኣዋልድ ኣብ ናይ ሞትን ሕየትን ኣውዲቕወን።

  • Nov 20 2024
  • Length: 6 mins
  • Podcast

ኣብ ኣልኮላዊ መስተ እናኣተወ ንመንእሰያት ዝስምም ዘሎ መታኖል፡ ንኽልተ መንእሰያት ኣዋልድ ኣብ ናይ ሞትን ሕየትን ኣውዲቕወን።

  • Summary

  • ክልተ ደቂ መልበርን መንእሰያት ፡ ኣብ ላኦስ ስሚ ዝኣተዎ መስተ ኮክተይል ሰትየን ኣብ እተፈላለየ ሆስፒታላት ታይላንድ ፡ ኣብ ናይ ህይወትን ሞትን ኩነታት ይርከባ። ወለዲ እተን ብመርዚ ሜታኖል ከምዝተሰመማ እተጠርጠራ 19 ዓመት ዝዕድሚአን ኣዋልድ ፡ ኣብ ከቢድ ኩነታት ሕማም ይርከባ ምህላወን ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ኣብ መስተ ኣእትዮም መንእሰያት ከምዝስመሙ ዝገብር መታኖል ግን እንታይ እዩ ፈውሲ’ኸ ኣለዎዶ፧
    Show More Show Less

What listeners say about ኣብ ኣልኮላዊ መስተ እናኣተወ ንመንእሰያት ዝስምም ዘሎ መታኖል፡ ንኽልተ መንእሰያት ኣዋልድ ኣብ ናይ ሞትን ሕየትን ኣውዲቕወን።

Average Customer Ratings

Reviews - Please select the tabs below to change the source of reviews.

In the spirit of reconciliation, Audible acknowledges the Traditional Custodians of country throughout Australia and their connections to land, sea and community. We pay our respect to their elders past and present and extend that respect to all Aboriginal and Torres Strait Islander peoples today.