• "ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ናብ ምዕራባዊ ሃገራት ናብ ቦትስዋና እንተዝጥምታ ምሓሸን።" ዮሃንስ በራኺ

  • Nov 18 2024
  • Length: 21 mins
  • Podcast

"ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ናብ ምዕራባዊ ሃገራት ናብ ቦትስዋና እንተዝጥምታ ምሓሸን።" ዮሃንስ በራኺ

  • Summary

  • ኣብ ቦትስዋና ኣብ ዝተገብረ ምርጫ እቲ ንልዕሊ ፍርቂ ክፍለ ዘመን (58 )ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ፡ ሰልፊ ደሞክራሲ ቦትስዋና (Botswana Democratic Party (BDP)) ብምርጫ ብሰልፊ ተቓዋሚ ጽላል ንደሞክራሲያዊ ለውጢ (The Umbrella for Democratic Change) ተሳዒሩ እቲ ኣገዳሲ ዝገብሮ ግና እቲ ዝጸንሐ መራሒ ነቲ ዝሰዓረ መራሒ ተቓዋሚ ቅድሚ ምቑጻር ምውዳኡ “እንቋዕ ኣሐጎሰካ፡ ኣነ ተሳዒረ ኣለኹ” ክብል ደዊልሉ። ቦትስዋና ግን ንምንታይ እያ ሰላማዊት ሃገር ኮይና፡ ታሪኽ ፖለቲካን ቁጠባን እታ ሃገር እንታይ ይመስል፧ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ ካብታ ሀገር እንታይ ክመሃራ ይኽእላ፧ ነዚን ምስኡ ዝተሓሓዝ ሕቶታት ኣብታ ሃገር ንንውሕ ዝበለ ዓመታት ዝተቐመጠ ኣርክቴክት ዮሃንስ በራኺ መሊሱልና ኣሎ ካልኣይ ክፋል መወዳእታን ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
    Show More Show Less

What listeners say about "ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ናብ ምዕራባዊ ሃገራት ናብ ቦትስዋና እንተዝጥምታ ምሓሸን።" ዮሃንስ በራኺ

Average Customer Ratings

Reviews - Please select the tabs below to change the source of reviews.

In the spirit of reconciliation, Audible acknowledges the Traditional Custodians of country throughout Australia and their connections to land, sea and community. We pay our respect to their elders past and present and extend that respect to all Aboriginal and Torres Strait Islander peoples today.